ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ሮማናት ዝተባህለ ከባቢ ኣስታት 400 ዘይሕጋዊ ዝተባህለ ኣባይቲ ብመንግስቲ ምፍራሱ ነበርቲ ገሊጾም


ኣብ ሮማናት ዝተባህለ ከባቢ ኣስታት 400 ዘይሕጋዊ ዝተባህለ ኣባይቲ ብመንግስቲ ምፍራሱ ነበርቲ ገሊጾም
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:02 0:00

ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ እንደርታ ሮማናት ዝተባህለ ከባቢ መንግስቲ ዘይሕጋዊ ዝበሎ አባይቲ ምፍራሱ ስዒቡ ንብዙሕ ዓመታት ዝነበርናሉ መንበሪ ኣባይትና መንግስቲ ዘይሕጋዊ እዩ ብምባል ብሓይሊ ስለዘፍረሶ ኣብ ፀገም ወዲቕና ኣለና ክብሉ ነበርቲ ‘ቲ ከባቢ የማርሩ:: ኣብዚ ጉዳይ ካብ ምምሕዳር ወረዳ እንደርታ ምላሽ ንምርካብ ዝገበርናዮ ፃዕሪ ኣይሰመረን::

XS
SM
MD
LG