ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ሩስያ ኣብ ቤት ትምህርቲ ብዘጋጠመ መጥቃዕቲ ተዅሲ 17 ሰባት ሞይቶም


ኣብ ሩስያ ትማሊ ሰኑይ ሓደ ዕጡቅ ኣብ ሓደ ቤ/ትምህርቲ ብዝፈጸሞ መጥቓዕቲ ን17 ሰባት ቀቲሉ፣ ን24 ሰባት ኣቁሲሉ ንገዛእ ርእሱ ዘጥፈአሉ ስፍራ ዕታር ዕንባባታትን ባምቡላታትን ይተኣኻኸብ ከምዘሎ ተገሊጹ።

ኣብ ሩስያ ኣብ ውሽጢ 15 ኣዋርሕ ከምዚ ዝዓይነቱ መጥቓዕቲ ንራብዓይ ጊዜ የጋጥም ኣሎ።

ጉጅለ መርመርቲ ሩስያ፣ ነቲ መጥቃዕቲ ዝፈጸመ ኣብ’ታ ቤ/ትምህርቲ ዝተማሃረን 30 ዓመት ዝዕድሚኡ ኣርቲም ካዛንሰቭ ከምዝባሃል ኣነጺሮም ኣለው።

XS
SM
MD
LG