ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ሞዛምቢክ ብሰንኪ መጥቓዕቲ 11,000 ሰባት ምስዳዶም ተገሊጹ


ሕቡራት ሃገራት ቅድሚ ክልተ ሰሙን እስላማውያን ዓመፅቲ ኣብ ክፍለ ግዝኣት ካቦ ዴልጋዶ ትርከብ ወደባዊት ከተማ ፓልማ ሞዛምቢክ ​ብዘካየድዎ መጥቃዕቲ ልዕሊ 11,000 ዝኾኑ ነበርታ ምስዳዶም ሓቢሩ ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ሞዛምቢክ ብሰንኪ መጥቓዕቲ 11,000 ሰባት ምስዳዶም ተገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:05 0:00


XS
SM
MD
LG