ኣብ ምዕቃብ ቅርስታት ዝነጥፍ ግዱስ ኤትራዊ
ፍጹም ገብረስላሰ ኣብ ሞያ ስርሓት ቬትሮ ዝነጥፍ ውልቀሰብ ኮይኑ ኣብ ምዕቃብ ብዘለዎ ፍሉይ ተገዳስነት ኣዝዮም ብርክት ዝበሉ ነገራት ብውልቁ ዓቂቡ ዝርከብ ግዱስ’ዩ። እቶም ብግቡእ ተዓቂቦም ዘለዉ ካብ እዋን መግዛእቲ ጥልያን ጀሚሮም ኣብ ኤርትራ ዝተኣታተዉ ነገራት ዘጠቓለሉ’ዮም። ንሎሚ ነቶም ኣብ ኩርናዕ ሙዚቃን ፊልምን ተዓቂቦም ዝርከቡ ናይ ሙዚቃን ፊልምን ስርሓትን መጻውቲታትን ኣመልኪቱ ኣቶ ፍጹም ዝሃበና መብርሂ ንመደብ ቂሐ ጽልሚ ኣቕሪብናዮ ኣለና።
ኢፒሶዳት
-
ሰነ 28, 2022
ቃለ መጠይቕ ምስ ተዓወቲ ሻምፕዮን ኤርትራ 2022
-
ሰነ 27, 2022
መግለጺ ሰለስተ ተቓወምቲ ውድባት ክልል ትግራይ
-
ሰነ 27, 2022
ኣብ ስራሓት ግብረሰናይ ዝተዋፈረ ፍቓዱ ሃይሉ
-
ሰነ 27, 2022
ዕላል ምስ ሎሬት ሕርሻ ፕሮ. ምትኩ ሃይለ