ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ምዕቃብ ቅርስታት ዝነጥፍ ግዱስ ኤርትራዊ


ኣብ ምዕቃብ ቅርስታት ዝነጥፍ ግዱስ ኤትራዊ
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:23 0:00

ኣብ ምዕቃብ ቅርስታት ዝነጥፍ ግዱስ ኤትራዊ

ፍጹም ገብረስላሰ ኣብ ሞያ ስርሓት ቬትሮ ዝነጥፍ ውልቀሰብ ኮይኑ ኣብ ምዕቃብ ብዘለዎ ፍሉይ ተገዳስነት ኣዝዮም ብርክት ዝበሉ ነገራት ብውልቁ ዓቂቡ ዝርከብ ግዱስ’ዩ።

እቶም ብግቡእ ተዓቂቦም ዘለዉ ካብ እዋን መግዛእቲ ጥልያን ጀሚሮም ኣብ ኤርትራ ዝተኣታተዉ ነገራት ዘጠቓለሉ’ዮም።

ንሎሚ ነቶም ኣብ ኩርናዕ ሙዚቃን ፊልምን ተዓቂቦም ዝርከቡ ናይ ሙዚቃን ፊልምን ስርሓትን መጻውቲታትን ኣመልኪቱ ኣቶ ፍጹም ዝሃበና መብርሂ ንመደብ ቂሐ ጽልሚ ኣቕሪብናዮ ኣለና።

ኣቶ ፍጹም ንትሕዝቶ ዕቁብ ናይ ሙዚቃ መጻወቲታትን ስርሓትን ብምግላጽ ይጅምር።

XS
SM
MD
LG