ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ምዕራብ ወለጋ ብዝተላዕለ ግጭትን መጥቓዕቲ ህይወት ብዙሓት ሰባት ምጥፍኡን ምዝንባሉን ነበርቲ ገሊጾም


ምዕራብ ወለጋ

ኣብ ኢትዮጵያ ምብራቅ ወለጋ ወረዳ ኪረሙ ኣብ ጥቅምቲ 1ን 2ን,2014 ከም ኣቆጻጽራ ኢትዮጵያ ብዝተላዕለ ግጭት ዝወረደ መጥቃዕቲን ህይወት ብዙሓት ሰባት ኣጥፊኡ ካብ ኣባይቶም ኣመዛቢሉን ክብሉ ነበርቲ ተዛሪቦም።

ኣብዚ ጎንጺ 15 ሰባት ተቀቲሎም ልዕሊ 900 ተመዛቢሎም ክብሉ'ዉን ሓላፊ ኮሚኒኬሽን ክልላዊ መንግስቲ ኦሮምያ ገሊጾም።

ንሶም ብተወሳኺ ነቲ መጥቃዕቲ ዝፈጸሙ "ኦነግ ሸኔን ጽንፈኛ ኣምሓርኛ ተዛረብቲ ሸፋቱንእዮም" ኢሎም'ለዉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG