ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ደቡብ ዝተላዕለ ግጭት 4 ሰባት ሞይቶም


ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ደቡብ ወረዳ ኣማሮን ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ጉጂ ወረዳ ሱሮ ባርጉዳን ብዘሎ ጎንፂ ኣርባዕተ ሰባት ምሟቶም ምምሕዳር ወረዳ ኣማሮ ኣፍሊጡ።

ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ዞባ መተከል ወረዳታት ዲባጠምቡለን ሰባት ተቐቲሎምና ብዘይኣገባብ ተኣሲሮምና ክብሉ ነበርቲ ንድምጺ ኣሜሪካ ገሊፆም።

ብኻልእ ዜና ምንቅስቓስ ሓርነት ሲዳማ ዝለዓለ መስዋእትነት ዝተኸፍሎ ለውጢ ንምትዕንቅፋ ዝካየድ ፀረ ለውጢ ምንቅስቓስ እቃወም እየ ክብል ኣፍሊጡ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ደቡብ ዝተላዕለ ግጭት 4 ሰባት ሞይቶም
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:09 0:00

XS
SM
MD
LG