ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ምክልኻል ዶብ ሰገር ገበናት ምስግጋር ፍልሰተኛታትን ዘተኮረ ዓውደ ዘተ ኣብ ኣስመራ ተኻይዱ


ኣብ ምክልኻል ዶብ ሰገር ገበናት ምስግጋር ፍልሰተኛታትን ሃገራትምብራቕ ኣፍሪቃ ዘተኮረ ዓውደ ዘተ ኣብ ኣስመራ ተኻይዱ።

ቤት ጽሕፈት ምክልኻል ሓሽሽን ገበናትን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፡ምስ ሚንስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ኤርትራ።

ኢጋድን ኣህጉራዊ ፖሊስ(ኢንተርፖልን) ብምትሕብባር ዝወደቦን ኣብ ኣስመራ ፓላስ ሆቴል ዝተኻየደ “ንጥምረትን ውህደትን ኣህጉራውን ዞባውን ሓይልታት ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣብ ምሕያል ዘተኮረ ዓውደ ዘተ ሎሚ 1 ጥሪ 2019 ተዛዚሙ።

ኣብዚ ካብ ኤርትራ፡ኢትዮጵያ፡ሶማል፡ኬንያን ኡጋንዳን ዝመጽኡ ኣብ ሕግን ገበናትን ዝነጥፉ ወከልቲ፡ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ምክልኻል ሓሽሽን ገበናትን ሕቡራት ሃገራት ሚስተር ዩሃን ክሪጀር፡ሓላፊ ስግረዶባዊ ገበናት ኢጋድ ኣቶ ጥዑማይ ኣራጋዊ፡ኣምባሳደራት ጀርመንን እንግሊዝን ተረኺቦም ነይሮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG