ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ምክልካል ጎዳእቲ ልምድታት ዘተኾረ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ ደሴ ተኻይዱ


ኣብ ኢትዮጵያ ዝረአዩ ጎዳእቲ ልምድታት ንምክልካል ጻዕሪ እንተተገብረ’ዃ ከምቲ ዝተመደበ ፍረ ከምዘይተረኽበ ይግለጽ ኣሎ።

ብፍላይ ኣብ ጉዳያት ትሕቲ ዕድመ መርዓን ምክንሻብ ደቂ ኣንስትዮን ኣብ ዝቕጽል ሓሙሽተ ዓመታት ምሉእ ብምሉእ ንኽውገድ ዘኽእል ፍኖተ ካርታ(road map)ብሚንስተር ጉዳያት ደቂ ኣንስትዮን ህጻናትን መንእሰያትን ተዳልዩ ኣብ ዝሓለፈ መወዳእታ ሰሙን ኣብ ከተማ ደሴ ምስ ዝምልከቶም አካላት መድረኽ ምምይጥ ተኻይዱ ኔሩ።

ኣብ ኢትዮጵያ ጎዳእቲ ልምድታት ሎሚ’ውን ስግ ኣት ካብ ምዃን ኣየቋረጹን።ትሕቲ ዕድመ ህጻናት ጾር ሓዳርን ስድራን ይሽከማ ኣለዋ ክብሉ አማኻሪ ሚንስትር ጉዳያት ህጻናትን መንእሰያትን ደዊ ኣንስትዮ ኣቶ መብራህቱ ይመር ይገልጹ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG