ኣብ ምምራሕ ዓባይ መኪና ዝተዋፈሩ መንእሰያት ብዛዕባ ቲ ሞያ እንታይ ይብሉ?


ኣብ ምምራሕ ዓባይ መኪና ዝተዋፈሩ መንእሰያት ብዛዕባ ቲ ሞያ እንታይ ይብሉ?

No media source currently available

ኣብ ምውፋርን ምዝዋርን ዓበይቲ መካይን ኣብ ኣመሪካ ዚ ብዙሓት ኤርትራውያን ተዋፊሮምሉ ዘለዉ ጽላት ስራሕ’ዩ። ንሓደ ካብቶም ኣብ ምውፋርን ዝርከቡ ዜጋታት ኣዘራሪብና አለና።

​
XS
SM
MD
LG