ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ምህዞታት ዝነጥፍ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲ ጉዶም


ካብ ከተማ መቐለ ኣስታት 35 ኪሎ ሜትሮ ርሒቁ ዝርከብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲ ጉዶም ካብ 2007 ዓ.ም ስርሑ ብስሩዕ ካብ ዝጅምር ኣብ ምህዞን ሰንዓን ክነጥፍ ጸኒሑ።

ኮሌጅ ቴክኒክን፡ ሞያን ዓዲ ጉዶም ክሳብ ሕጂ ዛጊ ብስሩዕ 1400 ተማሃሮ ኣመሪቁ ኣሎ።

ኣብ ምህዞታት ዝነጥፍ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲ ጉዶም
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:07 0:00

ምስ ዲን ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያ ዓዲ ጉዶም መምህር ገዛኢ ሃይሉን ታግሮ ባጃጅ ሰሪሑ ኣብ መወዳእታ ምዕራፍ ምስ ዝርከብ ተማሃራይ ኣውቶ መካኒክ መልኣኩ ካሓሰን ዝገበርኩዎ ቃለ ምልልስ ኣብዚ ምስማዕ ይከኣል።

please wait

No media source currently available

0:00 0:05:07 0:00


XS
SM
MD
LG