ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ሚሲሲፒ ኣብ ትሕቲ ቐይዲ ዝኣተው ስደተኛታት ፍርቆም ተፈቲሖም


ኣብ ክፍለ ግዝኣት ሚሲሲፒ ኣብ ዝርከብ ፋብሪካ መግቢ ይሰርሑ ዝነበሩ ኣብ ትሕቲ ቐይዲ ዝኣተዉ ሕጋዊ ሰነድ ካብ ዘይብሎም 680 ሰራሕተኛታት ኣስታት ፍርቂ ዝኾኑ ብሰብኣዊነት ትማሊ ሓሙስ ተፈቲሖም።

እቶም ዝተፈትሑ ኣብ ሓደ እዋን ኣብ ቅድሚ ናይ ኢምግሬሽን ዳኛ ክቐርቡ እዮም።ዳርጋ ኩሎም 680 ስደተኛታት ካብ ላቲን ኣሜሪካ ዝመፁ እዮም።

ብመሰረት ኣኽበርቲ ሕጊ ኢሚግሬሽንን ጉምሩክን እቶም ስደተኛታት ኣብ ሉዊዚያናን ሚሲሲፕን ናብ ዝርከቡ ኣብያተ ማእሰርቲ ተወሲዶም ኣለው።

XS
SM
MD
LG