ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ መጥቓዕቲ ማይካድራ ስድራቤቶም ዝሰአኑ ነበርቲ ይዛረቡ


ኣብ ማይካድራ ብዝበፅሐ መጥቓዕቲ ስድርኦም ዝሰኣኑ ሰባት ንማሕበራውን ቁጠባውን ቅልውላው ምቕልዖምን ጠመተ ዝገበረሎም ኣካል ከምዘየለን ተዛሪቦም ።እቶም ነበርቲ ወሲኾም ሐዚ'ውን እንተኾነ ስግኣት ከምዘለዎም ይሕብሩ።


ነባሪ ማይካድራ ኣቶ መኮንን ጌታቸው ኣብታ ከተማን ከባቢኡን ዝተፈፀሙ መጥቓዕቲታት ዘይሓልፍ ስምብራት ከምዝገደፉሎም ይዛረቡ ። ብፈፀምቲ እቲ መጥቓዕቲ ኣቡኦም ከምዝተቐትሎምን ጥቅምቲ 30,2013 ሰዓት 9 ኣቢሉ ዝተጀመረ መጥቓዕቲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ብኣማኢት ዝቑፀሩ ሰላማውያን ሰባት ከምዝተጨፍጨፉ ይዛረቡ ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ መጥቓዕቲ ማይካድራ ስድራቤቶም ዝሰአኑ ነበርቲ ይዛረቡ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:59 0:00


XS
SM
MD
LG