ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ዳዳብ 5 ሰባት ብሕማም ሞይቶም


ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ዳዳብ ኬንያ፣ ብሕማም ዕንፍሩርን ኮሌራን፣ ብውሑድ ሓሙሽተ ሰባት ሞይቶም ልዕሊ 400 ሰባት ድማ ሓሚሞም።

እዚ ጸገም’ዚ ዘጋጠመ፣ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሶማልያዊያን ስደተኛታት፣ ብሰንኪ ድርቂ ካብ ሃገሮም ሃዲሞም፣ ናብ’ቲ መዓስከር ድሕሪ ምእታዎምን እዩ።

ሰበ-ስልጣን ኬንያ ብወገኖም ንምግጣም እቶም ጽምዲ ሕማማት ንምብዳህ ዓቅምታት የዋሃህዱ ከምዘለው ዝመጸ ዜና ይሕብር።

XS
SM
MD
LG