ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'ኣብ መንጎ ገዛእቲ ፓርትታት ክልላት ኣምሓራን ትግራይን ዘሎ ዘይምርድዳእ ብሰላማዊን ብልዝብን ንምፍታሕ ዝጸንሐ መርገጺና ዝቕየር ኣይኮነን' ኣቶ ተመስገን ጥሩነህ


ኣቶ ተመስገን ጥሩነህ፡ ኣብ መንጎ ገዛእቲ ፓርትታት ክልላት ኣምሓራን ትግራይን ዘሎ ዘይምርድዳእ ብሰላማዊን ብልዝብን ንምፍታሕ ዝጸንሐ መርገጺና ዝቕየር ኣይኮነን ኢሉ።

ኣብ መንጎ ኣመራርሓ ገዛኢ ፓርቲ ኣምሓራ ተመሳሳሊ መርገጺ የለን ዝብል ሓበሬታ ብሓደ ሓደ ኣኽረርቲ ጽንፈኛ ብሄርተኛታት ደይ መደይ ተባሂሉ ዝናፈስ በለካ ለኽዓካ `ዩ ክብል ፕረዚደንት ክልል ኣምሓራ ኣቶ ተመስገን ጥሩነህ ተዛሪቡ።

ኣቶ ተመስገን ብምኽንያት ሓዲሽ ዓመት ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ኣብ መንጎ ገዛእቲ ፓርትታት ክልላት ኣምሓራን ትግራይን ዘሎ ዘይምርድዳእ ብሰላዊን ብልዝብን ንምፍታሕ ዝነበረን ዘሎን መርገጺና ዝቕየር ኣይኮነን ኢሉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።



ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG