አዳማ —
ዲሞክራሲያዊ ፓርቲ ኦሮሞን ግንባር ነጻነት ኦሮሞን ዘቆምዎ ኮሚቴ ዕርቂን ቴክኒክን አባገዳታትን ዓበይቲ ዓዲን እቲ ከይዲ ዕርቂ ተስፋ ዝህብ እዩ ምስ ዝምልከቶም አካላት ውን ልዝብ ተጌሩ’ሎ ክብል እቲ ኮሚቴ ገሊጹ።
ድሕሪ’ቲ ስምምዕ’ውን ጎንጽታት ሞትን ይረአ ከምዘሎ አፍልጦ ዝሃቡ ወከልቲ’ቲ ኮሚቴ አቶ በቀለ ገርባን አቶ ጀውሃር መሓመድን ንምፍትሑ ምስ ዝምልከቶም አካላት ንዘራረብ አለና ኢሎም።