ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ መንጎ ቤንሻንጉል ጉምዝን ዕጡቓት'ቲ ክልልን መረዳድኢ ሰነድ ምፍራሙ ተፈሊጡ


አብ መንጎ ክልላዊ ቤንሻንጉል ጉምዝን ኣብቲ ክልል ዝርከቡ ዕጡቓትን ናይ መረዳድኢ ሰነድ ምፍርራሙ ተፈሊጡ ።

ቤት ፅሕፈት ርክብ ህዝቢ ቤንሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ፌስቡክ ገፁ ዕላዊ ከምዝገበሮ ነቲ ሰነድ ዝፈረሙ ርእሰ ኣመሓዳሪ እቲ ክልል ኣቶ ኣሻድሊ ሓሰንን ተወካሊ እቶም ጉጅለ ዕጡቓት ኣቶ ጀግናማው ማንግዋን እዮም ።

እቲ ስምምዕነት ኣብ ዞባ መተከል ንዝረአ ፀገም ፀጥታ ነባሪ ፍታሕ ዝህብ እዩ ተባሂሉ ኣሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።


XS
SM
MD
LG