ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ መንጎ ሱዳን: ኢትዮጵያን ግብጺን ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሴ ዝካየድ ልዝብ ከምዝቅጽል ተገሊጹ


ኣብ ዙሪያ ዓብይ ግድብ ህዳሴ ኢትዮጵያ ብሽምግልና ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፣ ግብፅን ሱዳንን ክካየድ ዝፀንሐ ልዝብ ፅባሕ ከምዝቕፅል ሓደ ላዕለዋይ ተደራዳሪ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንድምጺ ኣሜሪካ ኣረጋጊፆም።

ናይ ሕብረት ኣፍሪቃ ናይ እዋኑ ኣቦ መንበር ዝኾኑ ፕረዚደንት ደቡብ ኣፍሪቃ ራማፎዛ ራሞፋ ሎሚ ኣብዘውፅእዎ መግለፂ ኣብቲ ናይ ፅባሕ ልዝብ ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ፣ናይ ግብፂ ፕረዚደንት ዓብዱል ፈታሕ ኣል ሲሲን ናይ ሱዳን ቀዳማይ ሚንስትር ዓብደላ ሃምዶክን ከምዝርከቡ ብትልሚ ከምዝተትሓዘ ብሉምበርግ ኒውስ ፀብፂቡ ኣሎ።

XS
SM
MD
LG