ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'ኣብ መንጎ ህዝብን መንግስትን ስጡም ዝምድና ክፍጠር ኢና ንሰርሕ ዘለና'ወ/ሮ እቴነሽ ንጉሰ


ሓላፊት ቢሮ ኮምኒኬሽን ክልል ትግራይ ወ/ሮ እቴነሽ ንጉሰ ኣብ መንጎ ህዝብን መንግስትን ስጡም ዝምድና ክፍጠር ኢና ንሰርሕ ዘለና ኢለን::

ምስሊ ክልልና ኣብ ዓለም ብኣወንታ መታን ኽርአ ንህዝብና ኣብ ምድሓን ክሰርሕ ኣለና ኢለን።

ኣብዚ ምቹእ ኩነታት ዘይተማላኣሉ እዋን፡ ንህዝበይ ኣብ ምድሓን እንታይ ኣበርክቶ ክገብር እኽእል ዝብል መንፈስ ክዓዝዝ ከምዘለዎ'ውን ትጽውዕ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::


ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG