ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“ኣብ መንቀራቕሮ ሓዊ፤ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ትግራይን ኲናት ኢትዮጵያን”


“ኣብ መንቀራቕሮ ሓዊ፤ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ትግራይን ኲናት ኢትዮጵያን”
please wait

No media source currently available

0:00 0:51:15 0:00

“ኣብ መንቀራቕሮ ሓዊ፤ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ትግራይን ኲናት ኢትዮጵያን”

ኣብ ቀረባ እዋን ብፕሮፈሰር ዓወት ተወልደ ወልደሚካኤል፡ ይበዪን ሓጎስ ዮሃንስ፡ ሜሮን እስቲፋኖስን ካልእ ንድሕነቱ ስሙ ክዕቅብ ዝመረጸ ተመራመርቲን ዝተኻየደ፡ ልዕሊ 70 ገጻት ዝሓዘ መጽናዕታዊ ጽሑፍ ተዘርጊሑ ነይሩ። እቲ “Between a rock and a hard place: Eritrean Refugees in Tigray and the Ethiopian War” (ኣብ መንቀራቕሮ ሓዊ፤ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ትግራይን ኲናት ኢትዮጵያን) ብዝብል ኣርእስቲ ምስ International Peace Research Association ዝተባህለ ትካል ብምትሕብባር ክዉን ዝዀነ’ዩ። ንኣገባብ እቲ መጽናዕቲ፡ ዕላማን ርኸበትን ኣመልኪትና ንኽልተ ካብቶም ኣብቲ መጽናዕቲ ዝተሳተፉ ሜሮን እስቲፋኖስ ካብ ሽወደንን ይበዪን ሓጎስ ካብ ካናዳን ኣዘራሪብና ኣሎና።

XS
SM
MD
LG