ኣካፍል
መሕተሚ
ኣብ መብዛሕቲኡ ከባብታት ክልል ትግራይ ኣገልግሎት ኤለክትሪክ ካብ ዝቋረጽ ሓሙሻይ መዓልቱ ከምዝሓዘ ይግለጽ ኣሎ።
በዓል-ስልጣን ሓይሊ ኤለክትሪክ ኢትዮጵያ ምኽንያት`ቲ ምቁራጽ ክሳብ ሕጂ ከምዘይፈለጦን ነቲ ጸገም ንምልላይ ጻዕሪ ይገብር ከምዘሎን ኣፍሊጡ`ሎ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::
No media source currently available