ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ መቐለ ክካየድ ዝቐነየ ሳልሳይ ሃገራዊ ስፖርታዊ ውድድር ኣብያተ ትምህርት ተዛዚሙ


ኣብ መቐለ ክካየድ ዝቐነየ ሳልሳይ ሃገራዊ ስፖርታዊ ውድድር ኣብያተ ትምህርት ተዛዚሙ
please wait
Embed

No media source currently available

0:00 0:02:00 0:00

ኣብ ከተማ መቐለ ክኻየድ ዝቐነየ ሳልሳይ ሃገራዊ ስፖርታዊ ውድድር ኣብያተ ትምህርት ኢትዮጵያ ብቀዳም ተዛዚሙ። ኣብቲ ውድድር ክልል ኦሮምያ ብሓፈሻዊ ውፅኢት ተዓዋቲት ክትኸውን ከላ ክልል ኣምሓራ ካል ኣይቲ ክልል ትግራይ ድማ ሳልሳይቲ ብምዃን ተዓዊተን ኣለዋ።

XS
SM
MD
LG