መቐለ —
ንልዕሊ ዓመትን መንፈቕን ንመቐለ ሓዊሱ፡ ኣብ መብዛሕትኡ ከተማታት ክልል ትግራይ ኣቋሪጹ ዝጸንሐ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት፡ ሕጂ ብውሱን መልክዑ ናብ ንቡር ይምለስ ኣሎ። ገለ ካብቲ ዳግም ዝተኸፍተ ኣገልግሎታት ስልኪን ውሱን ኣገልግሎት ኢንተርነትን ይርከቦ። እዞም ተጀሚሮም ዘለዉ ኣገልግሎታትን ግብረ-መልሲ ነባሮን ዝተዳለወ ጸብጻብ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።