ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ከተማ መቐለ ብዝተዳለወ ምትእኽካብ ገንዘብ ልዕሊ ፍርቂ ቢልዮን ብር ንልምዓት ትግራይ ንምብርካት ቃል ተኣትዩ


ትማሊ ኣብ መቐለ ኣብ ዝተዳለወ ምትእኽካብ ገንዘብ 'ቴሌቶን' ልዕሊ ፍርቂ ቢልዮን ብር ንልምዓት ትግራይ ንምብርካት ቃል ተኣትዩ:: ብተበግሶ ተጋሩ ሰብ ሃብትን ነጋዶን ኣብ ከተማ መቐለ ትማሊ ዝተኻየደ መድረኽ መንግስቲ ትግራይ ካብ ህዝቢ ሓገዝ ገንዘብ ብዝሓተቶ መሰረት እዩ::

XS
SM
MD
LG