ኣካፍል
መሕተሚ
ንገዛእ ርእሱ ኣብ መሓብሓቢ ህፃናት ዝዓበየ ኣብዚ ሕጂ እዋን ድማ ሓጋዚ ንዘይብሎም ህፃናት ንምሕጋዝ መዕበይ ማእኸል ኣብ ከተማ መቐለ ዝመስረተ መንእሰይ ክነላልየኩም።
No media source currently available
ኣበበ ፋንታሁን ይበሃል።ን76 አላይ ዘይብሎም ህጻናት ዝሕግዝ ሎላ ዝተባሃለ መዕበይ ህፃናት ኣብ ከተማ መቐለ ኣጣይሹ ኣሎ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።