ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ መሓብሓቢ ህጻናት ዓብይ መዕበይ ሕጻናት ዝመስረት መንእሰይ


ኣብ መሓብሓቢ ህጻናት ዓብይ መዕበይ ሕጻናት ዝመስረት መንእሰይ
please wait
Embed

No media source currently available

0:00 0:05:29 0:00

ንገዛእ ርእሱ ኣብ መሓብሓቢ ህፃናት ዝዓበየ ኣብዚ ሕጂ እዋን ድማ ሓጋዚ ንዘይብሎም ህፃናት ንምሕጋዝ መዕበይ ማእኸል ኣብ ከተማ መቐለ ዝመስረተ መንእሰይ ክነላልየኩም። ኣበበ ፋንታሁን ይበሃል።ን76 አላይ ዘይብሎም ህጻናት ዝሕግዝ ሎላ ዝተባሃለ መዕበይ ህፃናት ኣብ ከተማ መቐለ ኣጣይሹ ኣሎ።

XS
SM
MD
LG