ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ መላእ ዓለም ቁጽሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝሞቱ ሰባት ልዕሊ 350,000 ምብጽሑ ተገሊጹ

v

ኣብ ዙሪያ ዓለም ብዝሒ ብኮሮና ቫይረስ ዝሞቱ ሰባት ልዕሊ 350,000 በፂሑ። ኣብ ብራዚልን ህንድን ቁፅሪ በቲ ቫይረስ ይተሓዙ ዘለው ብናህሪ እናወሰኸ ምኻዱ ስግኣት ኣሕዲሩ ኣሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

ኣብ መላእ ዓለም ቁጽሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝሞቱ ሰባት ልዕሊ 350,000 ምብጽሑ ተገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:42 0:00

XS
SM
MD
LG