ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ መላእ ዓለም ሃይማኖታዊ ነጻነት ኣብ ትሕቲ “መጥቓዕቲ’ዩ” ክትብል ኣሜሪካ ኣፍሊጣ


ሚኒስትር ወጻኢ ጉዳያት ኣሜሪካ ማይክ ፓምፐይ
ሚኒስትር ወጻኢ ጉዳያት ኣሜሪካ ማይክ ፓምፐይ

ሓደ ዓመታዊ ሪፖርት መንግስቲ ኣሜሪካ፡ ናጽነት ሃይማኖት ኣብ ዙርያ ዓለም ይጥቃዕ ከም ዘሎን፡ እቲ ሓደጋ ድማ ኣብ`ተን ሚንስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ኣሜሪካ ዘሰክፋ ዝበለን ሃገራት ሩስያ፡ ኢራን፡ ሰሜን ኮርያን መይንማርን ከምዝረአ ኣፍሊጡ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG