ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ መላእ ክልል ትግራይ ጽባሕ ቐዳም ሰላማዊ ሰልፊ ክኻየድ'ዩ


ጽባሕ ቐዳም ኣብ ክልል ትግራይ ሰላማዊ ሰልፊ ክካየድ እዩ።

ሓላፊ ህዝባዊ ርክባት መንግስቲ ክልል ትግራይ አቶ ረዳኢ ሓለፎም ብዛዕባ'ቲ ሰልፊ ጋዜጣዊ መግለጺ ሂቦም ኣለው።

አቶ ረዳኢ ንኹሎም መራኸቢ ብዙሃን ኣብ ዝሃብዎ መግለጺ እዚ ሰልፊ ህዝቢ ከም አጀንዳ ሒዙ እናሰርሓሉ ዝጸንሓ መንግስቲ ክልል ትግራይን ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይን ሰለስቲኦም ብሓባር ዘጸውዕዎ ሰልፊ እዩ ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ መላእ ክልል ትግራይ ጽባሕ ቐዳም ሰላማዊ ሰልፊ ክኻየድ'ዩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:50 0:00

XS
SM
MD
LG