ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ሓደ ናይ ቴክሳስ ቤት ትምህርቲ ብዘጋጠመ ናይ ተኹሲ መጥቓዕቲ 8 ሰባት ሞይቶም


ኣብ ከተማ ሳንታ ፊ ቴክሳስ ኣብ ሓደ ቤት ትምህርቲ ብዘጋጠመ ናይ ተኹሲ መጥቓዕቲ 8 ሰባት ሞይቶም።

ብመሰረት ሓበሬታ ፖሊስ እታ ከተማ ኣስታት 10 ሰባት ብከቢድ ዝቆሰሉ ከምዘለውን መብዛሕትኦም ተማሃሮ ምኳኖም ብምሕባር ጥርጡር ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ምእታው ሓቢሮም።

ፕረዚደንት ትራምፕ ነቲ ፍጻሜ "ኣሰቃቂ" ድሕሪ ምባሎም ንስድራ ግዳያት ኣብ ጎንኹም ኣለና ድሕሪ ምባል ኣብ ገዛእ ርእሶምን ካልኦትን ሓደጋ ንከብጽሑ ንዝኽእሉ ወነንቲ ኣጽዋር ፍቃዶም ዝሕድገሉ መስርሕ ከምዘናድዩ ቃለ ኣትዮም።

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ ወርሒ ህልው ኩነታት ሰላም ኢትዮጵያ ከመይ ይግምገም

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG