መቐለ —
ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ዝበፅሕ መጥቃዕቲ ንምቅዋም ትማሊ ኣብ ከተማ መቐለ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ::
እቲ ሰልፊ ሰናይ ፍቓደኛታት ዘዳለውዎ ኮይኑ "ይኾኖ" ዝብል መሪሕ ቃል እዩ ተኻይዱ::
ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።