ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ተፈጺሞም ዝተባህለ መጥቓዕቲን ግብረ መልሲ ሓይልታት ትግራይን


ፋይል
ፋይል

ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ብሓይልታት ትግራይ ሓደጋ ይበፅሖም ኣሎ ክብል ትካል ስደተኛታትን ተመለስቲ ስደትን ኢትዮጵያ ሓቢሩ። ነዚ ኣመልኪቱ መግለፂ ዘውፀኡ ሓይልታት ትግራይ ድማ ኣብ ልዕሊ ሲቪል ህዝቢ ትግራይ ጨፍጫፍ ዝፈፀሙ ወረርቲ ሓይልታት ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ኤርትራ'ውን ግፍዓዊ ተግባራት ፈፂሞም ኢሎም ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።


XS
SM
MD
LG