ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ልዕሊ ሜቴክ ዝተካየደ መርመራ ብልሽውና ኣብ ካልኦት'ውን ክቅጽል'ዩ ክብል ዓቃቢ ሕጊ ኣፍሊጡ


ኣብ ልዕሊ ሜቴክ ዝተገብረ መርመራ ብልሽውና ኣብ ካልኦት ትካላት እውን ክቕፅል እዩ ክብሉ ጠቕላሊ ዓቃቢ ሕጊ ፌደራል ኣፍሊጡ።

ኣብ ልዕሊ ሓላፍቲ ሜቴክን ሃገራዊ ስለላን ድሕነትን ዝነበሩ ዛጊድ ዝተወስደ ስጉምትታት ሕጊ መሰረት ዝገበሩ እዮም ክብል ዝሓበረ ዓቃቢ ሕጊ ካብዚ ወፃኢ ዝውሃብ ርእይቶ ተቐባልነት የብሎምን ክብል ኣፍሊጡ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG