ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ለንደን 2 ኤርትራዊያን ብኮሮና ቫይረስ ከምዝሞቱ ተሓቢሩ


ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ለንደን
ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ለንደን

ኣብ ለንደን ብሪጣንያ 2 ኤርትራውያን ብመልከፍቲ ኮሮናቫይረስ ከምዝሞቱ ይግለጽ ኣሎ።

እቶም ጓል 65 ዓመት ኣደን ወዲ 75 ዕድመ ኣቦን ሆስፒታል ድሕሪ ምእታዎም ድሕሪ ውሑድ መዓልታት ከምዝዓረፉ ዘፍለጠ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያን ኣየርላንድን፥ ዛጊት ካልኦት 10 ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ለንደን ኮሮናቫይረስ(ኮቪድ 19) ተረኺብዎም ከምዘሎ'ውን ሓቢሩ'ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ለንደን 2 ኤርትራውያን ብመልከፍቲ ኮሮናቫይረስ ከምዝሞቱ ተሓቢሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:16 0:00


XS
SM
MD
LG