ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ህንጻ ተወከልቲ ህዝቢ ኣመሪካ ዝተኻየደ መጥቓዕቲ ዘጻርይ ኮሚተ ቃል ምስክርነት ሰሚዑ


ነቲ ልዕሊ ሓደ ዓመት ዘቑጸረ ኣብ ህንጻ ተወከልቲ ህዝቢ ኣመሪካ ካፒቶል ሂል ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ንልዕሊ ዓመት ዘጻረየ ኮሚቴ 6 ጥሪ ትማሊ ሓሙስ ለይቲ ፈላማይ ቅሉዕ ከይዲ ምስማዕ ቃለ-ምስክርነት ኣካይዱ።

እቲ ኮሚቴ ኣብቲ ከይዲ ምስማዕ ቃለ-ምስክርነት ፕረዚደንት ነበር ዶናልድ ትራምፕ ከም ኣካል'ቲ ኣብ ስልጣን ንምጽናሕ ዝነበረ ውዲት ሰዓብቶም ነቲ ህንጻ ክወሩ ጌሮም ዝብል ጉዳይ ኣብ ቅድሚ ህዝቢኣቅሪቡ'ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።

XS
SM
MD
LG