ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ህንጻ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ኣሜሪካ ዘጋጠመ ተርእዮ ኣሜሪካዊያን ዘይተጸበይዎ ምንባሩ ተገሊጹ


ትማሊ ኣብ ካፒቶል ሂል ተባሂሉ ዝጽዋዕ ኣዳራሻት ሓገግቲ ኣሜሪካ ዝተኸሰተ ተርእዮ፣ ኣሜሪካዊያን ኣብ ሃገሮም ከጋጥም ይኽእል እዩ ኢሎም ዘይተጸበይዎ ነገር ከምዝኾነ ተገሊጹ።

ዝተቆጥዑ ተቃወምቲን ንፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ዝድግፉን ኣሜሪካዊያን፣ ትማሊ ረቡዕ ንህንጻ መአከቢ ኣዳራሽ ክልቲኡ ኣብያተ ምኽሪ ወሪሮምዎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።


XS
SM
MD
LG