ዋሽንግተን —
ኣብያት ክርስትያናት ናይጀርያ ብብረት ዝተሰነየ ሓለዋን ንዝኣትዉ ሰባት ፈተሻን ተግባራዊ ጌረን። እዚ ዝኸውን ዘሎ ድሕሪ'ቲ ኣብ ሰነ 5,2022 እስላማዊ ጉጅለ ክፍለ ግዝኣት ምዕራብ ኣፍሪቃ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ፈጺምዎ ዝተባህለ ኣብ ሓደ ቤተ ክርስትያን ካቶሊክ ዝተፈጸመ ቅትለት'ዩ።
እቲ ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ክፍለ ግዝኣት ኦንዶ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ግብረ ሽበራ ይሰፍሕ ምህላው ዘርእይ፤ እዚ ማለት ድማ ቀልጢፉ ናብ ርእሰ ኸተማ እታ ሃገር ክበጽሕ ይኽእል እዩ ክብሉ ኪኢላታት ኩነታት ጸጥታ ስግኣቶም ሓቢሮም ኣለው።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Embed
share
Embed
share
The code has been copied to your clipboard.
The URL has been copied to your clipboard
No media source currently available