ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብነታዊ መንእሰይ ወናኒ ፋብሪካ ፕላስቲክ ሙላት ኣዳነ


ሙላት ኣዳነ ገና ወዲ 12 ዓመት ከሎ ኣብ ጎኒ ጎኒ ትምህርቱ ናይ ስራሕ ልምዲ ምጥራዩ ይገልጽ።

ሙላት ቅድሚ 20 ዓመት ዝነበረ ሕልሙ ጋህዲ ንምግባር በርቲዑ ብምስራሕ ወናኒ ፋብሪካ ፕላስቲክ ኮይኑ ስእነት ስራሕ መናእሰይ ንምጉዳል ካብኡ ዝድለ ኣበርክቶ ይገብር ኣሎ።

ምስ ሙላትን ገለ መናእሰይ ዝተኻየደ ዕላል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብነታዊ መንእሰይ ወናኒፋብሪካ ፕላስቲክ ሙላት ኣዳነ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:51 0:00


XS
SM
MD
LG