ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣባል ፈንቅል ምንቅስቓስ መንእሰያት ትግራይ ዝነበረ ኣቶ የማነ ንጉስ ምቕታሉ ተገሊጹ


.
.

ኣባል ፈንቅል ምንቅስቓስ መንእሰያት ትግራይ ዝነበረ ኣቶ የማነ ንጉስ ኣብዚ ዝሓለፈ መወዳእታ ሰሙን ተቐቲሉ ስነ ስርዓት ቀብሩ እውን ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ትውልዲ ዓዱ ተፈፂሙ ኣሎ።

ብዛዕባ እዚ ቅትለት ኣቶ የማነ ንጉስ ካብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝተውሃበ መግለፂ የለን።ነዚ ቅትለት ፈፂመዮ ዝበለ ኣካል እውን ዛጊድ የለን።

ብዛዕባ ኣማውትኡን ካልኦት ሕቶታትን ብዓል ስልጣን እቲ ዝተቐትልሉ ከባቢን ንኣቶ መለስ ሰለሞን ፡ ንብፃዩን ኣባል ኣመራርሓ ፈንቅል ዝኾነ ኣቶ ሙሉጌታ ወረደን ኣዘራሪብና አለና ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::


XS
SM
MD
LG