ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣስታት 90 ስደተኛታት ካብ ሊብያ ናብ ኢጣልያ ምግዓዞም ተገሊጹ


ኣስታት 90 ስደተኛታት ካብ ሊብያ ናብ ኢጣልያ ምግዓዞም ተገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:00:48 0:00

ኣብ ሊብያ ኣብ መንጎ ተዋጋእቲ ወገናት ዝካየድ ግጭት ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ ሕጂ እዋን ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ተአፈፍቲ ንዝበሎም ኣብ መዳጎኒ ማእከል ስደተኛታት ዝጸንሑ 90 ስደተኛታት ናብ ኢጣልያ ምግዓዙ ተገሊጹ። እቶም ስደተኛታት ካብ ኤርትራ፡ኢትዮጵያ፡ሶማንል ሱዳን ዝመጹ ኽኮኑ ከለው 52 ካብኦም ኣላይ ዘይብሎም ትሕቲ ዕድመ ህጻናት ምኳኖም ተፈሊጡ’ሎ።

XS
SM
MD
LG