ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣስታት 90 ስደተኛታት ካብ ሊብያ ናብ ኢጣልያ ምግዓዞም ተገሊጹ


ፋይል
ፋይል

ኣስታት 90 ስደተኛታት ካብ ሊብያ ናብ ኢጣልያ ምግዓዞም ተገሊጹ።

ኣብ ሊብያ ኣብ መንጎ ተዋጋእቲ ወገናት ዝካየድ ግጭት ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ ሕጂ እዋን ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ተአፈፍቲ ንዝበሎም ኣብ መዳጎኒ ማእከል ስደተኛታት ዝጸንሑ 90 ስደተኛታት ናብ ኢጣልያ ምግዓዙ ተገሊጹ።

ኣስታት 90 ስደተኛታት ካብ ሊብያ ናብ ኢጣልያ ምግዓዞም ተገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:00:48 0:00

እቶም ስደተኛታት ካብ ኤርትራ፡ኢትዮጵያ፡ሶማንል ሱዳን ዝመጹ ኽኮኑ ከለው 52 ካብኦም ኣላይ ዘይብሎም ትሕቲ ዕድመ ህጻናት ምኳኖም ተፈሊጡ’ሎ።

ናይ ሕቡራት ሃገራት ትካል ስደተኛታት ኣብ ዓመተ 2019 ጥራይ 1,474 ኣብ ተ ፋፊ ኩነታት ዝርከቡ ዝበልዎም ስደተኛታት ናብ ኒጀር፡ኢጣልያ፡ኣውሮጳን ካናዳን ምግዓዙ ይፍለጥ።

XS
SM
MD
LG