ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣስታት 65% ሓይልታት ትግራይ ካብ ቅድመ-ግንባር ምስሓቡ ተገሊጹ


ኣስታት 65% ሓይልታት ትግራይ ካብ ቅድመ-ግንባር ምስሓቡ ተገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:13 0:00

ንስምምዓት ፕሪቶሪያን ናይሮቢን ንምትግባር፡ ኣዛዚ ሓይልታት ትግራይ፡ ሰራዊቶም ካብ ቅድመ-ግንባር ይስሕቡ ከም ዘለዉ ኣመልኪቶም። ሌነናል ጀነራል ታደሰ ወረደ፡ ብዛዕባ ምፍታሕ ከበድቲ ብረት ኣመልኪቶም’ውን ጠቒሶም ኣለዉ።

XS
SM
MD
LG