No media source currently available
ልዕሊ 200 ካብ ባሕሪ ሚዲተራንያን ዝደሓኑ ስደተኛታት፥ ትማሊ ሰንበት ኢጣልያ ኣትዮም። እቶም 62 ቆልዑት ዝርከብዎም ስደተኛታት ብሰለስተ ናይ ጎማታት ጀላቡ ጌሮም ካብ ሊብያ ከምዝተበገሱ`ዩ ዝእመን።