ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣስታት 100 ስደተኛታት ዝጸዓት መርከብ ትካል ግብረ ሰናይ ኢጣልያ ከይትኣትው ምክልካላ ትገልጽ

ኣስታት 100 ስደተኛታት ዝጸዓት መርከብ ትካል ግብረ ሰናይ ኢጣልያ ከይትኣትው ምክልካላ ትገልጽ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:02 0:00

ኣስታት 100 ስደተኛታት ዝጸዓት መርከብ ትካል ግብረ ሰናይ ኢጣልያ ከይትኣትው ምክልካላ ትገልጽ

ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ስርሒት ህይወት ኣድሕን ዘካየዳ ክልተ ትካላት ግብረ ሰናይ ካብ ባሕሪ ዝደሓኑ 356 ስደተኛታት ሒዘን ናብ ኢጣልያ ከይኣትው ምክልካሎም ሓቢሮም።

ባንደራ ኖርወይ ሒዛ ትጉዓዝ ዝነበረት ኦሻን ቫይኪንግ ዝተባህለ መርከብ ኣቐዲማ ማልታ ከይትኣትው ምክልካላን ንሰበ ስልጣን ኢጣልያ ዘቕረበቶ ክልተ ጠለባት ምላሽ ዘይምርካቡ ከም ውጽኢቱ ድማ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ን13 መዓልታት ምጽንሓ ይፍለጥ።

ብመሰረት ሓበሬታ ሓካይም ብዘይ ዶባ እታ መርከብ መብዛሕትኦም ሱዳናዊያን ዝኾነ ኣስታት 100 ስደተኛታት ዝጸዓት ምዃናን ኣስታት 90 ካብኦም አላይ ዘይብሎም ትሕቲ ዕድመ ህጻናት ከምዝኾኑ ተገሊጹ’ሎ።

ኣቐዲሙ ኣስታት 100 ስደተኛታት ጽዒና ዝነበረት መርከብ ትካል ግብረ ሰናይ ስፔን ንኣስታት ሰለስተ ሰሙን ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ምጽንሓ ይዝከር።

XS
SM
MD
LG