ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣስመራ:ዕዳጋ ኣሕምልትን ፍረታትን ኣብ ዝሓሽ ኩነታት ከምዘሎ ነጋዶን ተጠቀምትን ገሊጾም


ኣብ ኣስመራ ዕዳጋ ኣሕምልትን ፍረታትን ኣብ ዝሓሽ ኩነታት ከምዘሎ ነጋዶን ተጠቀምትን ገሊጾም ።

ምስ ተርእዮ ተላባዒ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ኣብ ካልኦት ሃለኽቲ ነገራት ዝተራእየ ወሰኽ ዋጋታትን ሕጽረታትን ኣብ ዕዳጋ ኣሕምልትን ፍረታትን ከምዘይተራእየ ንድምጺ ኣሜሪካ ርእይቶኦም ዝሃቡ ነጋዶን ተጠቀምትን ከተማ ኣስመራተዛሪቦም።ኣብ ዕዳጋታት እኹል ቀረብ ኣሕምልትን ፍረታትን ምህላዉ ዝገለጹ እቶም ወሃብቲ ርእይቶ እቲ መሽጢ ዋጋታት ብተዛማዲ ርትዓዊ ከምዝኾነ ወሲኾም ተዛሪቦም ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።


XS
SM
MD
LG