ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣስመራ: ዕላል ምስ ካብ ኮቪድ-19 ዝሓወየ ኤርትራዊ ዜጋ


ኣቶ ሙሴ ቴድሮስ(ዓረቦ) ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝነበር ኤርትራዊ’ዩ። ኣብ ወርሒ መጋቢት ንዕረፍቲ ናብ ኤርትራ ኣብ ዝመጽኣሉ እዋን ኣብ መወሽቢ ድሕሪ ምእታዉ ብዝተገብረሉ መርመራ ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተለኽፈ ተረጋጊጹ።ኣብ ሆስፒታል ኣትዩ ድሕሪ ዝተገብረሉ ሕክምናዊ ሓገዝን ምክትታልን ከኣ ካብ’ቲ ሕማም ሓውዩ ኣብ ጽቡቕ ኩነታት ከምዝረከብ ንድምጺ ኣሜሪካ ብስልኪ ሓቢሩ’ሎ ።

ምስ ሙሴ ዝተኻየደ ዕላል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

ኣስመራ: ዕላል ምስ ካብ ኮቪድ-19 ዝሓወየ ኤርትራዊ ዜጋ
please wait

No media source currently available

0:00 0:14:39 0:00


XS
SM
MD
LG