ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣምነስቲ ኣብ ምብራቓዊ ኤውሮጳን ማእከላይ ኤስያን ሰፊሕ መግሃስቲ ሰብኣዊ መሰላት ይፍጸም ኣሎ ኢሉ


ተሓላቒ ሰብኣዊ መሰላት ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ኣብ ምብራቓዊ ኤውሮጳን ማእከላይ ኤስያን ሰፊሕ መግሃስቲ ሰብኣዊ መሰላት ይፍጸም ኣሎ ኢሉ።

እቲ ትካል ነተን ዞባታት ኣመልኪቱ ኣብ ዘውጽኦ ዓመታዊ ጸብጻቡ፡ እቶም መንግስታት ናይ ተቓውሞ ሰልፍታትን ናጽነት ፕረስን ንምዕፋን ስልታዊ ታክቲካት ይጥቀሙ ይብል።

ብምኽንያት ኮሮናቫይረስ ዝተኣወጀ ሓደጋ ህጹጽ እዋን ነቲ ዓፈና መመኽነዪ ከምዘገልገለ'ውን ኣምነስቲ ይገልጽ።

ኣምነስቲ ብኻልእ ወገን ሰለማዊ ሰልፍታት ንመንግስታት ተሓተቲ ኣብ ምግባር፥ ኣድማዒ ስራሕ ሰሪሖም'ዮም ይብል ።

XS
SM
MD
LG