ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

"ኣሜሪካ ክልቲኦም ወገናት ሱዳን ንኣወንታዊ ውጽኢት ክሰርሑ ትሰርሕ አላ" ቲቦር ናዥ


ፋይል
ፋይል

ምክትል ሚንስትር ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ንጉዳያት ኣፍሪቃ ቲቦር ናዥ ኣሜሪካ ክልቲኦም ወገናት ሱዳን ንኣወንታዊ ውጽኢት ክሰርሑ ትሰርሕ አላ ክብሉ ኣፍሊጦም።

ቲቦር ናዥ ነዚ ዝበሉ ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለጺ’ዩ።

ምክትል ሚንስትር ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ንጉዳያት ኣፍሪቃ ቲቦር ናዥ ኣብቲ ሎሚ ብቴሌፎን ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣሜሪካ እቲ ወታሃደራዊ መንግስቲ ኾነ ሓድሽ መንግስቲ ንምምስራት ዝንቀሳቀስ ውድብ ነንብሕቶም ክሰርሑ ከምዘይትደልይ ሓቢሮም ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG