ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣሜሪካ: ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሴ ዘሎ ዘይምስምማዕ ንምፍታሕ ዝካየድ ጻዕርታት ምድጋፍ ከምትቕጽል ኣፍሊጣ


ኢትዮጵያ:ግብፅን ሱዳንን ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሴ ንዘሎ ዘይምስምማዕ ንምፍታሕ ዝገብርኦ ዝተሓባበረን ሃናፂ ፃዕርታት ምድጋፍ ኣሜሪካ ከምትቕጽል ኣፍሊጣ ።

ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ፕረስ ዋይት ሃውስ ጀን ፕሳኪ ትማሊ ሓሙስ ኣብ ዝሃብኦ መግለጺ ሰለስቲኣን ሃገራት ሃናጺ ዝኾነ ልዝብ ክቕጽላ ኣሜሪካ ከምተተባብዕ ገሊጸን ኣለዋ:: ንሰን ወሲኸን ውጥረታት ምህዳእን መፍትሒ ንምንዳይን እንህቦ ድጋፍ ንክዕወት ምስቲ ዓብይ ግድብ ህዳሴ ዘለው ጉዳያት ሚዛናዊ ኣቀራርባ ክህሉ ንምርግጋፅ ክንሰርሕ ኢና ኢለን ።

XS
SM
MD
LG