ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ምኽትል ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን እገዳ ኣንቢራ


ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ምኽትል ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ታባን ደንግ ጋይ እገዳታት ኣንቢራ።ኣሜሪካ ብመግሃስቲ ሰብኣዊ መሰላትን ብኲናት ሓድሕድ ሓሳረ መከራኣ ዝርኣየት ሃገር መስርሕ ሰላም ብምዕንቃፍን ከሲሱዎም ኣሎ።

ኣብ ናይ ኣሜሪካ ሚንስትሪ ገንዘብ ክፍሊ ምቁፅጻር ናይ ወፃኢ ንብረታት ከምዝገለፆ ደንግ ኣብ ውሽጢ ናይ ፕረዚደንት ሳልቫ ኪር ተቐናቓኒ ዝኾነ ተቓዋሚ ምንቅስቓስ ሓርነት ህዝቢ ደቡብ ሱዳን ምክፍፋልን ምጥርጣርን ክንገስ ሰሪሖም ኢሉ።

XS
SM
MD
LG